ኣብ ካንቶን ኑሻተል ላ ትኾቲነት ከም መራኸቢ ነጥቢ ይፍለጥ
ብዛዕባ ንጥፈታት ቈልዑ ምትሕብባር ንስድራቤታት ዝውሃብ ደገፍ ሓገዝን ማሕበራዊ ረድኤትን ከምኡውን ብዛዕባ ካልእ ኩምኡ ዝኣመሰለ ሓበሬታ ወዘተረፈ እንድሕር ደሊኹም፣
ብተሌፎን : 032 914 52 60 ወይ ኣብ ክፉት ሰዓታት ኣብ ቦታና ብምምጻእ ክትረኽቡና ትኽእሉ
ቦታና ዝኽፈተሉ ሰዓታት
ሰኑይ : 15:00 – 18:00
ሰሉስ : 08:30 – 11:30
ሓሙስ : 08:30 – 11:30 / 14:00 – 17:00