Skip to main content

ክትድግፉና

ንዓና ብምድጋፍኩም፣ ማሕበራውን ቁጠባውን ባህላውን ደረጅኦም ብዘየገድስ ን ላ ትኾቲነት ኣብ ዓመት ልዕሊ 1800 ሰባት ሓንጎፋይ ኢላ ክትቕበሎም ትፈቕዱላ ኣሎኹም።

ኣባል ንምዃን

ዓመታዊ ክፍሊት 30.- ፈረንካ ስዊዝ
ዓመታዊ ክፍሊት ደገፍ/ሓገዝ ናይ ኣባል 150.- ፈረንካ ስዊዝ

ኣባል ብምዃን ኣብ ሓፈሻዊ ኣኼባን ከምኡውን ኣብ ሓባራዊ መግቢን ትዕደሙ

ወፈያ

ሜላ ክፍሊት፣ :

  • ናብ ሕሳብ ባንክ፣ ማሕበር ላ ትኾቲነት – Serre 24 -2300 La Chaux-de-Fonds à CH66 0900 0000 1755 6973
  • ብናይ መኽፈሊ ሰነድ – ኣብ ቦታና ወይ ብምሕታት ክትረኽብዎ ትኽእሉ
  • ወይ ኣብ ላዕሊ ካብ ዘሎ QR ስካን ብምግባር: