መቐበሊ ማእከል ኣብ ላ ሾ ደ ፎ፣ ቆልዑ ምስ ወለዶም ካብ ዕለት ትውልዶም ክሳብ 4 ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ምስ ወለዶም ወይ ዓበይቲ ተሰንዮም ዝርከብሉ ቦታ። እዚ ቦታ’ዚ ብጉጅለ ሰብ ሞያ ዝድገፍ ኮይኑ፣ ብዘይ ኣቕዲምካ ምምዝጋብ ንኹሉ ሰብ ኩፉት እዩ።

ናብ La Trottinette ዝብል ሳይት እንቋዕ ደሓን መጻእኩም
ንቆልዑ
ካብ ዝተወልዱሉ ክሳብ 4 ዓመት፣
- ንምዝንጋዕ
- ንምዝራብ
- ንምርኻብ
- ንምጽዋት
- ንምድህሳስ
- ምስ ወላዲኻ ምዃን
ንወለዲ፣
ንደቆም እንዳኣሰነዩ
- ንምዝራብ
- ንእሽቶ ግዜ ንምውሳድ
- ርክባት ምፍጣር
- ምግንዛብ
- ንኽትስማዕ
- ምስ ውላድካ ምዃን
ሰዓታት
ሰኑይ : 15:00 – 18:00
ሰሉስ : 08:30 – 11:30
ሓሙስ :08:30 – 11:30 / 14:00 – 17:00
ብበዓላት ቤት ትምህርትን ህዝባዊ በዓላትን ዕጹው እዩ።